|
ኣብ ትሕሳስ 2008 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተሓተመ መጽናዕታዊ ጽሑፍ (ሪሰርች ፔፐር ወይ ኣርቲክል) ኮይኑ፡ ብመሰረት መትከላት ኣህጉራዊ ገበናዊ ሕጊ ንዕሉላት ገበኛታት ህግደፍ ብሕጊ ንምትሕሓዞም ዘሎ ጭቡጥ ተኽእሎታት ዝሕብር ኢዩ። ነዚ ንምትግባር ድማ፡ ንኣኽባር ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ከምኡ ‘ውን ንዝምልከቶም ኣካላት ማሕበረሰብ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ንባይቶ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ጻውዒትን ምሕጽንታን ዘቕርብ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኢዩ። |
|
Read more...
|