|
እዚ ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝርአ ዘሎ ሓድሽ ምህዞታትን ኣለኹ ማለት ግን ካብ ምህዳን ጠንቃሊት ሓሊፍካ ካልእ ዝብሃል ነገር የብሉን። ዝነሃረ እንተናሃረ ዝተሓንበበ እንተሓንበበ ብዘይ ዝኾነ ናይ ህዝቢ ደገፍን ሓያል ህዝባዊ ትካላት ኣብ ሓደ ቦታ ኮይኑ ጋም ማን ምባል እተዘይዀይኑ ዘምጽኦ ለውጢ የለን። ላህሉሁን ደኺሙን ኣብ ንቡር ቦትኡን ተመሊሱ፡ ናብቲ ተዋዳዳሪ ዘይብሉ ተሞክርኡ ኣብ ሓድሽ ዘባእስዎ፡ ዘተሓማምይዎ፡ ኣብ ሓድሕድ ምቁርቃስ ምትሕስሳድ ዘእትውዎ ኣጀንዳ ኣብምንዳይ ምምላሱ ዘይተርፍ ምዃኑ ፍሉጥ ነገር እዩ። |
|
Read more...
|